Gash wrote:አድሃ ንበር ......አድሃ ንበር ("አይበግሬው" ኑሩልን ኑሩልን)አድሃ ንበር ......አድሃ ንበር ........( አይበግሬው ኑርልን....አይበግሬው ኑርልን)
አድሃ "ፍጋን"(ብርሃን) ገጹ: ቃልካስ አድማስ አናዊጹ....(አይበግረው ፊቱ ጸዳለ ብርሃን.. ከአድማሱ ማዶ ጽልመት አሽባሪ)
ኣድሃ ንበርልና ንበር: ሃገር ክትውስኽ ትኣምር.....(አይበግሬው ኑርልን ...አገር ትሆን ዘንዳ ተዓምር)
አድሃ ንበር: አድሃ ንበር: ኣድሃ ንበር: አለም ጸገማታ ክትምርምር...( (አይበግሬው ኑርልን) x2 ...ትፈውሳት ዘንዳ የአለማች ችግር::)
ኣድሃ ንበርርርር... (አይበግሬው ኑርርርርርርርር..)
ብአጽምቲ ደም ነዲቕካዮ እርዲ .....(በደምህ ና አጥንትግ..ገነባክ ምሽግ)
ብርሃጽ ደም ሃኒጽካያ ዘውዲ.....(በላብህና ደም...ገነብሃት ዘውዳችን (ኤርትራ)
ሽም ንህብና ብበርኻ ኣዲ.....(ሆ አለ ንባችን (ህዝብ) ..በገጠር በከተማ)
ሓበን ጽንኣት ቀላሲ ትውልዲ....(ኩራትና ጽናት ቀላሽ አዲስ ትውልድ)
.
ኣድሃ ንበርልና ንበር: ታሪኽ መምሊሱ ክውስኽ...(አይበገሬው ኑርልን ..ኑር ..ታሪክ እንዲደጋገም::)
ኣድሃ ንበርርርር.....(አይበገሬው ኑርልንንንንንን)
.
ተመዚንካ አብ ሚዛን ትምዘን: ሰፍ ዘይብል ዘይነጽፍ ትሓሞት.....(ተመዝነሃል...በህሊና ሚዛን: ታውቋኣ የማይነጥፈው ሓሞትህ)
አበደን ኢልካ ኣይምብርከኽን: ይትረፍ ንሰብ ንጽሓይ ተድንን......(ቃለ ግርማህ አምበርካኪ: ይቅር ሰጋ ለበስ ብርሃን ሰጭዋ ጸሃይም( the Sun) ናትና አክባሪህ )
ንጽሓይ ተድንን: ኣድሃ ንበር አድሃ ንበር......(ጸሃይም (the Sun) አክባሪህ : አይበገሬው ኑር ...አይበገሬው ኑርርርርርርር)
ኣብ ጸገማት መሊስካ ትስሓል....(ፈተና የሚያበረታህ)
ቀላይ ልቡ ረዚን ክቡር ብኣል....(ልበ ርህሩህ..ትከሻው ከባድ)
ተውለ ክብሉ ዝናኻ ሰሚአ.....(አይዞህ በርታ ሲሉህ ዝናህ አስተጋብቶ)
ምድርን ባሕርን ምስተረጋግአ....(ካረጋጋህ በሃላ ሞገድ የባህሩ)
ኣድሃ ንበርልና ንበር: ታሪኽ መምሊሱ ክውስኽ....(አይበገሬው ኑርልን ... ይደገም ዘንዳ ታሪክ)
ኣድሃ ንበርርርር.....(አይበገሬው ኑርርርርርር)
.
.
ንበር: ንበር:...(.ኑርልን ...ኑርልን)
ንበር ኣሞ: ሰኣብትኻ ንኹን....(ኑርልንና ተክታይህ እንሁን)
ጉኡዞ ከይሰናኸል በዝን በትን...(ጉዞው እንዳይሰናከል በሁሉ አቅጣጫ)
ዛንታ ቅያኻ: ንብር ክነብር....(ታርክህ ገድልህ ህያው ይሆን ዘንዳ)
ታርኽ ክቕጽል: ቅያ ክንገር....(ታሪክ እዲቀጥል : ውሎህ እንዲከተብ)
እዚኣ ኣለም: ጸገማ ክትምርምር...(የዚች አለማችን: ህመም እድትፈውስ)
ኣድሃ ንበርልና ንበር: ታሪኽ መምሊሱ ክውስኽ.....(አይበገሬው ኑርልን: ታሪክ እንድትሰራ)
ኣድሃ ንበርርርር......(አይበገሬው ኑርልንንንንንንንን)
I hope Fed_up will be kind enough to translate this into amharic.
P.S. Sorry for Using "አ" instead of the right character. I don't know how to write it.